Quantcast
Channel: ኤውሮጳ – Assenna.com
Browsing latest articles
Browse All 30 View Live

ልዕሊ 350 ዝኾኑ ኣብ ሃገር ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ንኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሂወቶም ንዝሳኣኑ ኤርትራዉያን ሽምዓ...

ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሃገሮም ራሕሪሖም ኣብ መገዲ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ንዝጠፍኡ 400 ኤርትራዉያን ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ሽወደን ናይ ሽምዓ ምዉላዕ ስነ-ስርዓት ብምድላዉ ንግዳያት ዝኽሪ ጌሮምሎም ኣምስዮም፡፡   ኣብቲ ሎሚ 17 ሚያዚያ 2011 ኣማስይኡ ካብ...

View Article



ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹልኹም ኤርትራዊያን

ንሕና ኣብ ሽወደን እንርከብ ኤርትራውያን/ሲቪካዊ ማሕበራት, ተቛወምቲ ውድባት, ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ, ውልቀሰባትን መንእሰያትን/ ደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን ብሓባር ብምዃን ነቲ መለለዪኡ ጭቆናን ግፍዕን ዝኾነ ባርባራዊ ስርዓት ህግደፍ ንህዝብናን ሃገርናን ብፍላይ ከኣ ንመንእሰያት ኣደዳ ሞትን ስደትን ስቅያትን ጌርዎም...

View Article

ብኣማኻሪ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብርኣብ ኣብ ሽወደን ብዝመደበሮም ደሞክራሲያዉንን ደለይቲ ፍትሕን ርሱን ተቓዉሞ...

ንየማነ ገብርኣብ ክሃርምዎ ደልዮም ብምባል እዉን ናብ ኣዳራሽ ኣኼባ ምእታዉ ዝተኸልከሉ ዜጋታት ከም ዘሎዉ ተፈሊጡ።ኣብ ሽወደን ዝምደበሮም ሲቪላዊን ፖለቲካዉን ምንቅስቓሳትን ነጻ ዜጋታትን ብሓባር ኮይኖም ዝወደብዎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣፍደገ ናይቲ ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ተባሂሉ ብሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ...

View Article

ኣብ ነርወይ ንመንእሰያት ህግደፍ(YPFDJ) ብምድንጋርን ምትላልን ዘቃልዕ ጸብጻብ

ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኣብ ቀረባ ማዓልታት ዓመታዊ ጉባኤ ብምግባር መሳርሒ ዉልቀመላኺ ኢሰይያስ ዝኾነ ኣኼባ   መንእሰያት ህግደፍ ዝተወደበ ንመንግስታዉያንን ዘይመንግስታዉያንን ትካላት ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ዝተረኽበ ገንዘብ ምዃኑ ኣገልግሎት ቴሊቪዥን ነርወይ ሎሚ ኣማስይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣቃሊዑ ኣሎ፡፡...

View Article

ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብድምቐት ተባዒሉ

ትማሊ ዕለት 04. 06. 2011 ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብድምቐት ከቢሩ ውዒሉ:: ጽምብል ንግደት ማርያም ደዓሪት ብግዕዛዊ ሊጡርግያ ብዝተኻየደ ስርዓተ ቅዳሴን፣ ዝተፈላልየ ጥዕመ ዜማ ብዘለዎም መንፈሳውያን መዝሙራትን ሸብሸብቦታትን ብዝተሰነየን ኣገባኣብ ከባቢ ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ...

View Article


ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኦስሎን ከባቢኣን ዝኽሪ ሰማእታት ኣካይዱ።

”ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን” ብዕለት 11.06.2011 በዓል ናጽነት፣ ዝኽሪ ስውኣትን ዝኽሪቶም ብሓደጋ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሃሊቖም ግቡእ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዘይረኸቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኦስሎ ብድምቀት ኣሕሊፉ። እዚ ብርክት ዝበሉ ኣባላትን ኣጋይሽን ዝተሳተፍዎ በዓል፡...

View Article

ምንቅስቃስ መንእሰያት ንዲሞክራሰያዊ ለውጢ ስዊዘርላንድ ዝኽሪ 18 መስከረም ምስ ክብርቲ ሓፍቲ ኤልሳ ጭሩም ብሓባር ይዝክር

ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 17 መሰከም.2011 ምንቅስቃስ መንእሰያት ንዲሞከራስያዊ ለውጢ ስዊዘርላንድ ዓስራይ ዓመት ዝኽሪ እቶም ምሕደራዊን መንግስታን ኣካዪዳ ንኽቅየር ዝሓተቱን ላዕለዎት ሓለፍቲ ከምኡውን ነዚ ጻዊዒት‘ዚ ናብ ህዝቢ ዘብጽሑን ተባዓት ሰብ ሞያ ጋዜጠኛታትን ካልኦት ደለይቲ ለውጢን ዝተኣሰርሉ ክሳብ ሕጂ‘ውን...

View Article

ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ተቓውሞ ኣብ ጊሰን፡ ጀርመን

ኣብ ጀርመን እንርከብ ኤርትራውያን ተቓወምቲ፡  ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳትን ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብምዅናን፡ ኣብ ክንዲ ‘ቲ ብዓመጽ ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ድምጽና ንምስማዕ ን 2 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ጊሰን፡  ሜሰ ሃለ፡ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከነካይድ መዲብና ስለዘለና፡  ኣብ ጀርመንን መላእ ሃገራት...

View Article


ምድላው ንሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጊዘን ሃገር ጀርመን

ንሰንበት ዕለት 2 ጥቅምቲ 2011 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፊት ኤክስፖ (መሰ Messe Giessen) ከተማ ጊሰን ሰዓት 4 ድ.ቀ. (16) ክጀምር ምዃኑ ንኵሎም ግዱሳት ኣሕትን ኣሕዋትን ደጊምና ብኽብሪ ነፍልጥ። ቆጸራና ኣብ መቐመጥ መኻይን ናይ ሽላኽትሆፍ ስትራሰ...

View Article


ህጹጽ ሕዝባዊ ጻዋዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም/ Urgent Public Call for Rally In...

ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00–16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ...

View Article
Browsing latest articles
Browse All 30 View Live